ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ቴንዲኖ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 21, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/10/2011ዓ/ም ክሳብ 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                         2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

                                                 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413232 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s