ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊርና ንርከብ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድለየና ኣብ ብሎክ -17- ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ስለንደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ካብ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 13, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 13, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ቲን ናምበር፣ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ንግዲ ፍቃድን ከቅርብ ዝክእል፤

2 ትካልና ኣብቲ ዝስራሕ ስራሕ ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 06/10/2011 ዓም ጀሚሩ ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁጽሪ 117

4 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ሓሙስ 13/10/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሓሙስ 13/10/2011 ዓም 9:30 ድሕሪ ሰዓት

6 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት በዘይ ምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጋሉን፡፡

8 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ዝክፈተሉን ቢሮ ቁፅሪ ህንፃ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117፤

9 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል፡፡

10 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ 5000.00 ከትሕዙ ይግባእ፡፡

11 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ሳይት ፕሮጀክት ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ከረክብ ዝክእል፤

12 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 50 ብር፤

13 ተጫረቲ ናብቲ ዝስራሕ ዘሎ ሳይት ብኣካል ወሪዶም ምርኣይ ይክእሉን ፤

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914-005089 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s