ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ /ከነማ ፋርማሲ/ ዝህቦም ግልጋሎታት ንተገልገልቲ ንምብፃሕ ንዝምከቶም ፕሮሞተራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንፋለጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 08/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400111/0342-406607 ምድዋል ይከኣል፡፡