ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንዘህንፆ ዘሎ ህንፃ መስርሒ ዝውዕል ብሎኬት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡፡