ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንቤት ፅሕፈት ክፍሊ ትምህርቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብናይ ሴፍቲኔት ባጀት ናይ ተምሃሮ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 10, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሰነ 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 09/10/201ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት ፡ 3 ጨረታ መከበሪ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤ ንተወሳኪ ሓበሬታ በስ.ቁፅሪ 0346-640172/0346-640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡