ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከላዎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ፈርኒቸርን ተዛመድትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ክሳብ 4/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400009 ምድዋል ይከኣል፡፡