ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክሐትም ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

                                                 2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400129 ምድዋል ይከኣል፡

ጨረታ መደብ