ናይ መኪና ጎማ በዝሒ 40 አጫሪቱ ክትዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 9, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን
2 ናይ ዘሸነፎ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል
3 ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል::
4 ጨረታ ዘሸነፈ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዝተአዘዘ ንብረት አታዊ ዝኽእል::
5 ጨረታ ሰነድ ዝዉሰደሉ ካብ ዕለት 9/2/2008 ዓ/ም ይኸዉን
6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 18/02/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/ 02/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን
7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾንኩም
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነተ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ