ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመሐብሐቢ ማእከል ደቂ ኣንስትዮ መሰልጠኒ ዝውዕል ናይ ፀጉርን ስነ-ፅባቀን መሰልጠኒ ቀወምቲ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ክትዕድግ ስለዝደለየት፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed
ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሕታት
1 ናይ 2010ዓም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ፤
2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ፤
3 ናይ ዝኣተዎ ዋጋ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤
3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 21/09/2011 ዓ/ም ክሳብ 30/09/2011ዓ/ም ይኸውን። ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም፡፡
4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ር ክክፈት እዩ፤
5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።