ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማደኣት ካብ 2010 ክሳብ 2012 ዓ/ም ንሰለስተ ዓመት ኣጠቃላሊ ምርመራ ሒሳብ ዝገብሩ ናይ ደገ አዲተር ክትወዳደሩ ትደልዩ፡፡ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቋሒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 25, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 25, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ናይ 2010 ዘሎ ቦክስ ፋይል በዝሒ 50 ዝለኣከ እንትከውን ናይ ቀፃሊ ተከታታሊ ድማ ተመሳሳሊ ይከውን፤
1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን፤
2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኮኑ
3 ኣብ ሒሳብ ቦርድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቅርብ ዝክእል፤
4 ጨረታ እዋን ዝፀንሓሉ ካብ 19/09/2011ዓ/ም -25/09/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከውን፡፡
5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 25/09/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 2ይ ደብሪ ይከውን፡፡