ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ኣጠ/ምም/ርን ገጠር መሬት ክ/ትግራይ ናይ ፅ/መሳርሕን ደቀቅትን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ክሳብ 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡     

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417104 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s