ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2011ዓ/ም 2ይ መንፈቅ ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 20, 2011 9:15 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡15 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402490/0914-281708 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s