ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝ/ዩ ቤት ፅሕፈታት ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/09/2011ዓ/ም ክሳብ 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡