ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ሓዱሽ ፀፀር መንገዲ ቀበሌ 04 ዋልካ ብተወሳኪ እውን ኣብ ቀበሌ 06 ዞን 6 ብውልቀ ደኣንት ማለት ሽርክና ማሕበር ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ RC/GC/ ተኮናተርቲ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጉንበት 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 90.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 90.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከ/ስ/መ/ም/ምምከ/ዓዲግራት ክፍሊ ቁፅሪ 03 ምውሳድ ትክእሉ፤

2 ጨረታ 28/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለተ ሰዓት 4፡30 ኣብ ከተማ ዓዲግራት ይክፈት፡፡

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ፡፡

ጨረታ መደብ

s