ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ውሽጢ ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

 - ዓብይ ሮቶ መትሓዚ ማይ፣ 2 ዲናሞ ፓምፕ፣ 3 ናይ ዲናሞ ፓምፕ /ኣክሰሰሪ/

        1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

               2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s