ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ሞዴል ZNA መኪናን ኮብራ 105 ሞዴልን መለዋጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 6, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s