ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ነናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከ/ከ/ቀ/ወያነ ዓይነት መኪና ቶዮታ ታ.ቁ 0067 ትግ ዝከውን ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 3, 2011 11:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 30/08/2011ዓ/ም ክሳብ 02/09/2011 ሰዓት 11፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/0937-023598 ምድዋል ይከኣል፡፡