ትካል ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ኣብ ሒሳብ መዝገቡ ዘለው ተከፋልን ተኣካብን እናንተከባለሉ ዝመፁ ናይ ሒሳብ ስራሕቲን ብናይ ደገ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ናይ ኦዲት ሙያ ፍቃድ ዘለኩም ትካልና ኣብ ዘውፅኦ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ እትሰርሕሉ ዋጋ ብንፁር ብምጥቃስ ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ገይርኩም ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ክቢ ማህተም ክህሉ ይግባእ።
2 እቲ ዝቀርብ ዋጋ ምስቫቱ በዘይ ቫቱን ምዃኑ ክንፀር ኣለዎ።
3 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣መቅረባይነት ካርዲ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል፤
4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ሕጋዊ ተቆፂሩ ናይ ሕጊ ተጠያቂነት ኣለዎ፡፡
5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-419789/410465 ምድዋል ይከኣል፡፡