ቤት ፅሕፈት ርእስ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳን ንቤ/ፅ/ር/ምም/ርን ዞባ ክልል ስታፍን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢን ጌጣጌጥ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፡፡