ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንምም/ር ፅ/ፅባቀን ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞ/ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፆ፡፡
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501