ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ዝውዕላ 4/ሰለስተ/ ላፕቶፓት ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ፤
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ ካብ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ክሳብ 25/08/2011ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ይክእሉ፤
3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡
4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ኣድራሻና- ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምም/ር ብድሕሪኡ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404380 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል፡፡