መሰናድኦ ቤት ትምህርቲ ዓይደር ናይ ቤተ ፈተነ ናውቲ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መታወቂያን ፎቶኮፒን ዘቅርብ፤

2 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ንቤት ት/ቲ ዘምፅእ፤

3 ፅሬቱ ዝሓለወ ምዃኑ ኣረጋጊፁ ዘቅርብ፤

4 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር/

5 ናይቲ ንብረት ፅሬት ምስተረጋገፀ ገንዘቡ ዝወስድ፤

6 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልድ ታክስ ከፊሉ ደረሰኝ ዘቅርብ ወይ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ፤

7 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ 5 መዓልቲ ይከውን፡ /11-15/08/2011ዓ/ም/

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ት/ቲ ምውሳድ ይከኣል፡፡

9 ቤት ትምህርትና ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ ኣይነገደድን

ጨረታ መደብ

s