ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-430565 ምድዋል ይከኣል፡፡