ኣብ ኵሓ ዝርከብ ትካልና ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2011 2:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
bidding: search status closed
1 ክትጫረቱ እትደልዩ ውልቀሰባት /ትካል/ ተወዳደርቲ ንዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘረዘሩ ንብረታት ዝርዝር ዋጋ ኣብ ፖስታ ዓሽግኩም ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ፋይናንስ መምርሒ እንዳመፃእኩም ንዕኡ ኢሉ ዝተዳለወ ዝተዓሸገ ሳጥን ንክተእትው እንዳሓበርና እቲ ትካል ዝሓሸ ዋጋ እንተረኪበ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡
1 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 23/04/209 እ.ኤ.አ /15/08/2011ዓ/ም/ ሰዓት 2፡30 ጨረታ መከበሪ ዋጋ 1000.00 ብር ኣታዊ ይገብር ወይ የትሕዝ፡፡