ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ኣውቶብስ ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡ ይ30ከውን፡፡
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/403663 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡