ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ ምግባር ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከስርሕ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ክሳብ 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-400129/408973 ምድዋል ይከኣል፡፡