ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኤግዝቪሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዝቪሽን ባዛር ንምብርባር ስራሕ ናይ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነስርሕ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00
2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-416554/0342-410241 ምድዋል ይከኣል፡፡