ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0342-408757/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s