ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት ፅሕፈት ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 7, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00
2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡