ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉደም ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ተክልታት ብፕሮፎርማ ብምብታን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-370592/0914-024310 ምድዋል ይከኣል፡