ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንተሃነፅቲ መንበሪ መፀገኒ ዝውዕል መስተዋትን ናይ መስትዋት መገጣጠሚ ብረትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2011 7:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 7፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይክፈት ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡