ን3ይ ግዜ ዝወፀ ውሱን ጨረታ ኵሓ ሆስፒታል ኣገልግሎቶም ዝሓለፎም ዝውገዱ ባህርዛፍ ዝተቆረፁን ዘይተቆረፁን ኣወዳዲርና ክንሸይጥ ንደሊ፡፡ እቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነት ንብረት ኵሓ ሆስፒታል መፂእካ ምርኣይ ክትገዝኡ ትክእሉ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ተጫረቲ ብነፀላ ዋጋ እንተይኮነስ ጠቅላላ ብሓደ ግዜ ከልዕል ዝክእል፤
1 ኣባይቲ ርሑስ ባህርዛፍ ቆሪፅካ ምሻጥን ኮይኑ እቲ ባህርዛፍ ክቁረፅ እንተሎ ኣብ ኵሓ ሆስፒታል ውሽጢ ዘሎ ኤሌክትሪክ መብራህቲ ካልኦት ዝበላሸው ነገራት ከይበላሸው ናይ ባዕልኩም ሓላፍነት ትወስዱ፤
2ደረቅ ዕንፀይቲ ዝተቆራረፀ ዝተኣከበን ስለዘሎ መፂእኩም ብምርኣይ ምግዛእ ትክእሉ፤
3 ናይ 2011ዓ/ም ውሱን ጨረታ ዘገልገለን/ዝኣረገን ንብረት ናይ መኪና ኣቅሑት ዘገልገለን ዝኣረገን ዝ/ዩ ንብረት ንምጭራት ስለዝደለየ ኣብ ኵሓ ሆስፒታል መፂእካ ብምርኣይ እቲ ዝጫረት ንብረት መፂእካ ብምርኣይ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሕሉው እዩ፤
5 እቲ ውሱን ጨረታ ካብ 30/07/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓም ሰዓት 4:00 መዕፀዊ መክፈቲ ሰዓት 4:30
6 ሲፒኦ ወይም ብጥረገንዘብ 5000.00 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ፤
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221 ምድዋል ይከኣል፤