ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 30/07/2011ዓ/ም ክሳብ 03/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፀሪ 0344-419498 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s