ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ንኣትሌታት ምግቢ ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ምግቢ ዓይነት ባልትናን ሽሮን በርበረን ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 30, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0901-974714/0914-168087 ምድዋል ይከኣል፡፡