ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት /ናይ ኮብራ መኪና ሞዴል HZJ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 2, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/082011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s