ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለከ ኢግዚቭሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ኤግዚቭሽንን ባዛርን ምብርባር ስራሕ ናይ ሚኒባስ መኪናን ምስ ጀነሬተሩ፣ ዲጄይን ምስ 2ተ ሞንታርቦ ስፒከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 27, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00

2 እዘዚ ፕሮፎርማ ዕለት30/072011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416554/0342-410241 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s