ካዛ ናይ ካፒታል ኣቅሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክስዮን ማሕበር ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 26, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/07/2011ዓ/ም ክሳብ 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400251/400081 ምድዋል ይከኣል፡፡