ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፔጆ ዓይነት መኪና ዝከውን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 29, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/0937-023598 ምድዋል ይከኣል፡፡