ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 20, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ክሳብ 24/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404417 ምድዋል ይከኣል፡፡