ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ ንዳ/ዳ/ም/ት/ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕል መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሐትም ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፡፡