ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንመንበሪ ሰልጠንቲ ግልጋሎት ዝውዕል ፀረ ባልዕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-460062/460065 ምድዋል ይከኣል፡፡