ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ናይ ፓትሮር ሞዴል 79 መኪና መፀገኒ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 20, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/201ዓ/ም ሰዓት 4፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s