ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ብርጅስቶን ጎማ ምስ ካላማደሪይኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011 ሰዓት 3፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-410504 ምድዋል ይከኣል፡፡