ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅር ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011 ሰዓት 4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-418556 ምድዋል ይከኣል፡፡