ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር፣ ናይ ሕትመትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/07/2011ዓ/ም ክሳብ 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-415092 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ