ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ጨንፈር መቀለ በዓል 6ተ ደብሪ ህንፃ መስትያታትን ቤትሮታትን ንምፅራይ ስለዝደለየ ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ በዚ ጨረታ እዚ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
bidding: search status closed
1 ናይ ደገን ውሽጥን መስትያት ከፅሪ ዝክእል፤
2 ናይ ግብሪ መክፈሊ ቲን ዘለዎ፤
3 ህንፃ ናይ ምፅራይ ፍቃድን ሞያን ዘለዎ ስሩዕ ደረሰይ ከቅርብ ዝክእልን፤
4 ሰዓራይ ምዃኑ ምስትረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ሰሪሑ ዘረክብ፤
5 ንመከበሪ ጨረታ 5 ሚኢታዊ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤
6 እዚ ጨረታ ካብ መጋት 12/2011ዓ/ም ክሳብ 21/07/2011ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 11፡30 ድሕሪ ሰዓት ይዕፆ፡፡
7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይከውን፡፡
8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፡፡
ኣድራሻ ክ/ከተማ ሓወልቲ ጎኒ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ይሓ ሲቲ ሰንተር ቁ 2
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404253/0914-727953 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡