ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ መኪና መለዋወጢ፣ ህ/መሳርሒ፣ ፅ/መሳርሒ፣ ሆቴል ማናጅመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 16/07/2011ዓ/ም
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡