ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ ዝ/የ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት 1ይ ወያነ ዝርከብ ዝ/የ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂን ቆርቆሮ ሙሉእን ዝተቆረፀን ቆርቆሮታት ብስኪት ዘይቲ ምአዚ መንጉ ፀሚቅ ናይ መኪና ጎማታት ዝ/ዩ ቅያር ስፔራትን ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 12, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማልእሉ ይግባእ
1 ተጫረቲ ደቀቅትን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ካብ ቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዳስትሪን ዝተወሃቦም ኣብዚ ዓመት ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል /ደረጃ/
2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ናምበርን ዘቅርብ፤
3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መዐደጊ 30.00 ቅርሺ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ ካብ ዕለት 10/07/2011ዓ/ም እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል፤
4 ናይ ጨረታ መከበሪ ሲፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ በጥረ ገንዘብ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤
5 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዮ 18/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይክፈት ፤
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤
ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ፤
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914-785282 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል