ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መሳልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s