ቢሮ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 9, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-404346/3663 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ